Till sidans huvudinnehåll

Om öppen förskola på tigrinja

Här hittar du information om öppen förskola på tigrinja.

እንቃዕ ናብ ክፉት ቅድመ-ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ የተቦሪ ብደሓን መጻእኩም!

ዚ ክፉት ቅድመ-ትምህርቲ እዩ፡፡

እዚ ክፉት ቅድመ-ትምህርቲንስድራ ቤት  መራኸቢ ባይታ እዩ፡፡ ካብ 0-6 ዝዕድሜኦም ህጻናት ምስ ሞግዚቶም ወይ ካልእ ኣገዳሲ ዓቢ ሰብ ሓቢሮም ክውዕሉ ይዕደሙ፡፡ ንስኻ/ኺ ከም ዓቢ ሰብ ንውላድካ ይኹን ምስቶም ኣብ ትካልና ዘለው ብሓባር ሓላፍነት ክትወስድ ኣሎካ፡ እዚ ክፉት ቅድመ-ትምህርቲ ዘይክፈሎ ነጻ ኣገልግሎት እዩ፡፡ 

ኣብ ትካልና ዘለው ዝተፈላለዩ ዓይነት ንጥፈታት

ብመሰረት መምርሒ ምምሕዳር ከተማ የተቦሪ ቅድመ-ትምህርቲ፡ ንህጻናት ምምህርናን ማሕበራዊ ምንቅቃሕን ይዕድም፡፡ 

እዚ ካኣ ንዕድመካ/ኪ፡ 

  • ንኹሎም ስድራ ቤት ካብ 0-6 ዕድመ ዘሎም ህጻናት ብዘይምምልካት ናብ ትካልና ንኽመጹ፡፡
  • መደብ ዝተገበረሉ ጊዜ፡ ንፍሉያት ጉጅለ ብዘይምምልካት ክመጹ፡፡
  • ናይ ሓባር ንጥፈት፡ ንወለዲ ዝሕግዝ ኣስተምህሮ ኣመልኪትካ ምርካብ፡፡
  • ኣስተምህሮ ብዛዕባ ወለዲ ምኻን ካልእን፡፡

ንስኻን ውላድካን ሓቢርኩም እትንጥፍሉን፡ ንውላድካ ህንጡይነትን ሽውሃት ትምህርቲ ዘነቃቅሕ ንጥፈታት ኣሎና፡፡ እዚ ናባና ምብጻሕ ከም ምድላው ኣብ ቅድመ-ትምህርቲ ወይ ሓልዮት ኣመሃህራ ንምግላጽ እዩ፡፡ 

ንሕና ብዛዕባ ወለዲ ምኻን ዝሕግዝ ምኽርን ሓገዝን ክንህበካ/ኪ ንኽእል ኢና፡፡ 

ኣብዚ ምስ ካልኦት ቆልዑን ዓበይትን ተራኺብካ ክትጻወት፡ ክትደርፍን ወይ ካኣ ምስኦም ክትውዕል ይካኣል እዩ፡፡

3ንስድራ ቤት ዘተኮረ ሓገዝ 

እዞም ኣብ ክፉት ቅድመ-ትምህርቲ እንሰርሕ መምህራን ናይ ምስትምሃር ትምህርቲ ዝወሰድና ኢና፡፡

ኣብዚ ቅድመ-ትምህርቲ ንስድራ ቤት ኣተኩርና ኢና ንሰርሕ፡፡ እዚ ማለት ንሕና ምስ ክፍሊ መዋልዳን፡ ክፍሊ ህጻናት BVC፡ ቤት ንባብን ምክልኻል ማሕበራዊ ጉዳያት ሓቢርና ንሰርሕ ኢና፡፡   

 ንሕና ብዛዕባ ወለዲ ምኻን ዝሕግዝ ምኽርን ትምህርትን ንክትረክብ ንዕድም ኢና፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ ብዛዕባ ወለዲ ምኻን ዝሕግዝ ኣፍልጦ ክትረክብ ኣብዚ ሊንክ ኣቲኻ ኣምብብ፡፡ goteborg.se/foraldrastod

4ክፉት ቅድመ ትምህርቲ ምርካብ፡፡

ኣብ ከተማ የተቦሪ ኣስታት 20 ዝኾና መንግስታዊ/ኮሙናዊ ክፉት ቅድመ ትምህርቲ ኣለዋ፡፡ ነዚ ዝምልከት ሓበሬታ ኣብዚ ኣድራሻ ተመልከት፡ goteborg.se/oppnaforskolan

ጥዑያት ዝኾንኩም ስድራቤት ብደሓ ምጹ

ህጻናት ምእንቲ ዓቅሚ ሃልይዎም ክጻወቱን ኣብ ንጥፈታት ክፉት ቅድመ ትምህርቲ ክሳተፉ ሙሉእ ጥዕ`ና ክህልዎም ኣለዎ፡፡ ምእንቲ ሕማም ናይ ምዝርጋሕ ሓደጋ ንምቅናስ ክፉት ቅድመ ትምህርቲ መምርሒ መንግስታዊ ትካላት ይኽተላ እየን፡፡ 

ኩልኩላት ዝኮኑ ጥረታት ፉል

ቡንን ሻህን ኣብ ክፉት ቅድመ ትምህርቲ ክትገዝእ ትኽእል፡፡ንስኻ/ኪ ከም በጻሓይ ንዓኻ ትበልዖ ጣዕሞት ክትማላእ ትኽእል፡ ኮይኑ ግን ከም ፉል፡ ማንደልን ሰሳምን ዝኣመሳስሉ ቁጠዐ ዝፈጥሩ ጥረምረ ክትማላእ ኣይፍቀድን፡፡

Kontakta Göteborgs Stad

Har du synpunkter eller frågor om öppen förskola kan du kontakta Göteborgs Stad.

Öppettider

Telefon och e-post

Telefon
031-365 00 00 (Göteborgs Stads kontaktcenter)
Kontaktformulär

Ställ en fråga eller lämna en synpunkt.

Fyll i din e-postadress om du vill ha svar.
Ställ en fråga eller lämna en synpunkt. Beskriv ditt ärende så detaljerat som möjligt. Max 5000 tecken.
Göteborgs Stad behandlar dina personuppgifter i enlighet med bestämmelserna i dataskyddsförordningen, DSF. För mer information, se Så här behandlar kommunen dina personuppgifter.

Postadress

Göteborgs Stad
404 82 Göteborg
${loading}